ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ንኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ብኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተኹሲ ደጊፍዎ። እንተኾነ ዝርዝራት ክስርሓሉ ከም ዘለዎን ዝኾነ ውዕል ምቁራጽ ተኹሲ ናብ ነባሪ ሰላም ዘምርሕ ...
ኣባል ኮሚተ ዝምድናታት ወጻኢ ሰነት ኣመሪካ ዝዀነት ጂን ሻሂን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝዓርግ ዘሎ ፖለቲካዊ ምትፍናን ዘለዋ ሻቕሎት ብምግላጽ፡ እቲ ወጥሪ ብልዝብን ዲፕሎማሲን ክዓርፍ ጸዊዓ። ...
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ድሕሪ ኣብታ ሃገር ዝተፈጥረ ውጥረት ዝተኣስሩ ሰበ-ስልጣን ክፍትሑ ዋዕላ መራሕቲ በይነ-መንግስታዊ ውድብ ኢጋድ ጸዊዑ። መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ፡ ...
ልኡኻት ኣመሪካን ሩስያን ኣብ ሓጺር እዋን ኣብ ሞስኮ ተራኺቦም ን30 መዓልታት ምቍራጽ ተጻብኦታት ኲናት ዩክሬን ክዝትዩ ምዃኖም ኣሶሸይትድ ፕረስ ኣስፊሩ። ብወገን ኣመሪካ ፍሉይ ልኡኽ ስቲቭ ዊትኮቭ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ሓሙስ ጋዜጣዊ መግለጺ ዝሃበ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፡ “መንግስቲ ፈደራል ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ኩነታት ትግራይ ስጕምቲ ንኽወስድ እምበር ጣልቃ ንኽኣቱ ኣይጸዋዕኩን ...
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ መሪሕነት ህወሓት ዘሎ ኣፈላላይ ኣብ ዝዓርገሉ ዘሎ እዋን፡ እታ ንኣስታት 100 መዓልታት ብዘይ ከንቲባ ዝጸንሐት ከተማ መቐለ፡ ሎሚ ሓሙስ ብዶክተር ደብረጽዮን ብዝምራሕ ...
ሰበስልጣን ኣመሪካን ዩክሬንን ኣብ ጅዳ ስዑድያ ዝርርብ ኣብ ዝጀመርሉ እዋን፡ ብወገን ዩክሬን ምስ ሩስያ ከፊላዊ ምቁራጽ ተኹሲ ይገበር ዝብል እማመ ክቐርብ ትጽቢት ይግበር ኣሎ። ዝቐርብ እማመ፡ ናይ ...
ሊበራላዊ ሰልፊ ካናዳ፡ ማርክ ካርኒ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ንምዃን ብዓብላሊ ድምጺ ብሰንበት ተመሪጹ። ብውሽጣዊ ቍጠባዊ ማሕልኾታትን ከምኡ’ውን ካብ ቀንዲ ንግዳዊት መሻርኽታ ጎረቤት ሃገር ...
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከተማ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግልባጥ ኣውቶቡስ ብውሑዱ 12 ሰባት ሞይቶም ካልኦት 45 ምቁሳሎም ኣገልግሎት ህፁፅ ሓደጋ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። ምግልባጥ እታ ሰባት ጽዒና ...
ብምኽንያት ዓለምለኸ ማዕልቲ ደቀኣንስትዮ ንኽልተ ኣብዚ መዳይ ብንጡፍ ዝዋስኣ ዓዲምና ኣሎና። ኣጋዪሽና ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት እትነጥፍን ኣብ ምርምርን መፅናዕትን ዝተዋፈረት ሜሮን እስጢፋኖስን መስራቲትን ዳይረክተርን ማእከል ምብቃዕ ደቀንስትዮ (Rise and Shine) ሰላማዊት ግደይን'የን። ንምክትታል መላግቦ ...
ዕጡቓት ኣል-ሸባብ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ከተማ ባላደወይነ ዓበይት ዓዲን ሰበስልጣን መንግስትን ተኣኪቦብሉ ንዝነበሩ ሆቴል ኣብ ከበባ የእትዮም ድሕሪ ዝገበሩዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 5 ሰባት ምቕታሎም ድምጺ ...