ብምኽንያት ዓለምለኸ ማዕልቲ ደቀኣንስትዮ ንኽልተ ኣብዚ መዳይ ብንጡፍ ዝዋስኣ ዓዲምና ኣሎና። ኣጋዪሽና ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት እትነጥፍን ኣብ ምርምርን መፅናዕትን ዝተዋፈረት ሜሮን እስጢፋኖስን መስራቲትን ዳይረክተርን ማእከል ምብቃዕ ደቀንስትዮ (Rise and Shine) ሰላማዊት ግደይን'የን። ንምክትታል መላግቦ ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዝኣቱ ከም ወይኒ ሻምፓይን ዝበለ መስተታት ናይ 200% ግብሪ ከምዘንብር ኣጠንቂቑ። እዚ ዝኸውን ዘሎ፡ እቲ 27 ሃገራት ዝሓዘ ደንበ ...
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ድሕሪ ኣብታ ሃገር ዝተፈጥረ ውጥረት ዝተኣስሩ ሰበ-ስልጣን ክፍትሑ ዋዕላ መራሕቲ በይነ-መንግስታዊ ውድብ ኢጋድ ጸዊዑ። መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ፡ ...
ሓረስቶት ካብ መሬቶም ብዙሕ ፍረ ንኽሓፍሱ ዝሕግዝ ስነ-ህይወታዊ ተፈጥሮ ተጠቂሙ ኣብ ርሕቀት ብዘሎ መሳርሒ ዝሕግዝ ምህዞ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኖርዝወስተርን ኣማዕቢሎም ኣለዉ። እዚ መሳርሒ’ዚ ሓረስቶት ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ኣባል ኮሚተ ዝምድናታት ወጻኢ ሰነት ኣመሪካ ዝዀነት ጂን ሻሂን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝዓርግ ዘሎ ፖለቲካዊ ምትፍናን ዘለዋ ሻቕሎት ብምግላጽ፡ እቲ ወጥሪ ብልዝብን ዲፕሎማሲን ክዓርፍ ጸዊዓ። ...
ሕብረት ኣፍሪቃ ነቲ ኣብ መንጎ ህወሓት ዝተፈጥረ ኩነታት ብቐረባ ይከታተሎ ከምዘሎ ብምግላጽ በቲ ኩነታት ዘለዎ ሻቅሎት ሎሚ ዓርቢ 14 መጋቢት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ሓሙስ ጋዜጣዊ መግለጺ ዝሃበ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፡ “መንግስቲ ፈደራል ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ኩነታት ትግራይ ስጕምቲ ንኽወስድ እምበር ጣልቃ ንኽኣቱ ኣይጸዋዕኩን ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ወሰና ወሰን ማያት ሶሪያ ብጅምላ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ተቐቲሎም። ነበርቲ ሰፊሕ ፃውዒት እንተቐሪቡ ናይታ ሃገር ሓድሽ መንግስቲ ፍትሒ ከረጋግፅ ዕድል ክህቦ ይኽእል እዩ ይብሉ። ተንተንቲ ብወገኖም ናይታ ሃገር ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝቐፀለ ዘይምርግጋእ የጋድዶ ኣሎ ይብሉ። ...
ጾመ ሮሞዳን ኣብቲ ዝወዓየ ኣዋርሕ ከም ሰነን ሓምለን ኣብ ዝውዕለሉ፡ ብሰንኪ እቲ ከቢድ ዋዒ፡ ኣብ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ፍርቂ መዓልቲ ስዕረት ዝእወጀሉ ግዜ ምንባሩ ነበርቲ ይጠቕሱ። ሎሚ ዓመት ...
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ መሪሕነት ህወሓት ዘሎ ኣፈላላይ ኣብ ዝዓርገሉ ዘሎ እዋን፡ እታ ንኣስታት 100 መዓልታት ብዘይ ከንቲባ ዝጸንሐት ከተማ መቐለ፡ ሎሚ ሓሙስ ብዶክተር ደብረጽዮን ብዝምራሕ ...
ነፈርቲ ሩስያ ኣብ ደቡባዊ ክፍለ ግዝኣት ዩክሬን ክርሶን ብዘካየድዎ ደብዳባት ብዉሑዱ ክልተ ሰባት ምሟቶም ሰበ-ስልጣን ሎሚ ሓሙስ ኣፍሊጦም። ኣመሓዳሪ ክርሶን ኦለክሳንደር ፕሮኩዲን ከባቢኦም ብድሮናትን ተወንጨፍቲን ሩስያ ከምዝተሃርመን ሓደ ካልእ ሰብ ከኣ ምቁሳሉን ብቴለግራም ገሊፆም።ኣመሓዳሪ ዲፕሮፐትሮቪሲክ ሸርሂይ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results